Skip to main content
Skip to main content.

ኤሌክትሮኒካዊ መንገዲ ምስናድ (E-filing) ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት

ገበናዊ – ስዒቡ ዝቐረበ ሰነዳት ኣብዚ ግዜ እዚ ጥራይ እዩብገበንካ ከይተኣመንካ ትሕጃ ዝነበረ ከፊልካ ጉዳይ ምድቓስ (Motion to Set Aside Summary Judgement) ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ እዚ ክስነድ ኣይኽእልን።

ብትሕቲ ዕድመ ዝተፈጸመ ጥሕሰት ሕጊ – ስዒቡ ዝቐረበ ሰነዳት ጥራይ

ውሉዳት ወላዲኦም ስለ ዝጐድኦም ወይ ስለ ዘይከናኸኖም ናብ ቤት ፍርዲ ኪቐርቡ ኸለዉ - ጕዳይ ምጅማርን ስዒቡ ዝቐረበ ሰነዳትን

ምስ ዝዀነ ይኹን ናይ ኮተቴ መዝገብ ስነዳዚተሓሓዝ ክፍሊት የልቦን።

መርበብ ሓበሬታ eFileCA ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓት ኣብ ሰሙን ድማ ሸውዓተ መዓልቲ ይርከብ።

ኣብቲ ልሙድ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰራሕተኛታት ቤት ፍርዲ ነቲ ጕዳያት ይምርምርዎ።

እወ፡ ኣብ ቤት ፍርዲ ብዘይ ጠበቓ ንገዛእ ርእሶም ወኪሎም ንዝቐርቡ እታ ናይ ኤሌክትሮኒካዊ መንገዲ ምስናድ (E-filing) ብመርበብ ሓበሬታ ክጥቐሙላ ይኽእሉ እዮም። ይኹን እምበር ከምኡ ኺገብሩ ግዴታ ኣይኮነን።

እወ፡ ኵሎም ተጠቀምቲ eFileCA ቕድሚ ምጥቃሞም ኪምዝገቡ ኣለዎም https://california.tylertech.cloud/

ኣብ ትሕቲ እቲ ናይ ሕቶ ምስሊ ደገፍ ጠውቕ ወይ ናብዚኣ ኪድ https://odysseyfileandservecloud.zendesk.com። ኣብዚ ንሕቶታትካ መልሲ ኽትደሊ ትኽእል ኢኻ።

Image
Support icon

እቶም ናይ ታይለር ቴክኖሎጂስ ናይ ኤሌክትሮኒካዊ መንገዲ ምስናድ ጕጅለ ወሃብቲ ደገፍ ኣብታ ላዕለዋይ ንየማናይ ሸነኽ ዘላ ኩርናዕ "ርኸቡና" ብምጥዋቕ ክትረኽቦም ትኽእል ኢኻ  ወይ ናብዚኣ ኪድ https://odysseyfileandservecloud.zendesk.com/hc/en-us/requests/new

ተወሳኺ'ውን ኣብቲ ቤት ፍርዲ ዘለዉ ሰራሕተኛታት ንምምዝጋብን ምስናድን ዝምልከት ሓበሬታ ሓገዝ ኪህቡ ወይ ሕቶታት ኪምልሱ ኣይኽእሉን እዮም

Was this helpful?

This question is for testing whether or not you are a human visitor and to prevent automated spam submissions.