Skip to main content
Skip to main content.

ቤት ፍርዲ መርመራ

ቤት ፍርዲ መርመራ ምስ ውልቃውን ገንዘባውን ጉዳያት ናይ ዓበይትን ነኣሽቱን ቆልዑ ይሰምዕ።

መእተዊ ናብ ቤት ፍሪዲ ምርመራ

ናይ ምርመራ ጉዳያት ዝተወሳሰቡ ክኾኑ ይኽእሉ። ምስ ምኩር ጠበቓ ናይ ምርመራ ክትዘራረብ የድሊ ይኸውን ሓደ ጠበቓ ምስ ጉዳይካ ንዝተሓሓዙ ሓደጋን ሓላፍነትን ብዝሓሸ ከረድኣካ ይኽእል እዩ።

ምልክታ፡

በጃኹም ናብቲ ናይ ቤትፍርዲ ዝተወፈየ COVID-19 ዌብ-ሳይት ንዕሙቕ ዝበለ ሓበሬታ ብዛዕባ ህሉው ኣገልግሎታት ቤትፍርዲ። 

ክፍሊ ምርመራ ንጉዳያ ብዛዕባ ይሰምዕ:

  • ናይ ብሕቲ ተወከልቲ ምሻምን ንቖልዑ ምክንኻንን ንስንኩላን መንእሰያት ምዕቃብስ
  • ምዝርጋሕን ምሓዝን ንብረት ናይቶም ዝሞቱ ሰባት;
  • ጥርዓናት ብዛዕባ ምሕደራ ንብረት ሕድሪ;
  • ንሓለውትን ዓቀብትን ምምርማርን ምትሕስሳብን;
  • ተቓውሞ ብዛዕባ ድሌታት፣ትውክልትን ስልጣን ዓቃቢ ሓይልን; ን
  • ካልእ ጉዳያት ኣብ ትሕቲ መርመራ ኮድ ክለዓሉ ዝኽእሉ

መዝገብ

ሰነዳት መርመራ ኣብ ቤት ጽሕፈት ጸሓፊ ቤት ፍርዲ በርክለይ ጥራዩ ዝምዝገብ ኣብ ግምት ንኽኣቱ ኩሉ ሰነዳት ቅድሚ እቲ ቤት ፍርዲ ዝቐርበሉ ዕለት ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ክምዝገብ ይግብኦ

ናይ ምርመራ ሓበሬታን ሕቶታትን ብኣርእስቶም

ኣብ ታሕቲ ኣብ ዘሎ ክፋላት ተወሳኺ ናይ መርመራ ሓበሬታን መልስታት ን ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶን ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፣ 

ምምሕልላፍ ናይ ርእሰ ማል ኣብ ግዜ ሞትን ውጥን ንእርጋንካን

ንቆልዑ ዝኸውን ሓገዝ መርመራ 

ቁጠባውን ሕክምናውን ውሳነ ምግባር 

ቁጠባውን ሕክምናውን ውሳነ ምግባር

Probate Court Services

  • Probate Rules & Forms

    Find local Probate Rules and Forms.

  • Probate Calendars

    Visit eCourt Public Portal for access to Probate Calendars. Use the drop-down menu to navigate to the Berkeley Courthouse (or RCD courthouse for Dept. 1B) to review the current calendars.

Was this helpful?

This question is for testing whether or not you are a human visitor and to prevent automated spam submissions.