Skip to main content
Skip to main content.

ሕግን ክስን

ሓፈሻዊ ሓበሬታ

ኩሉ ጉዳያት ናብ ክፍሊ ቀጥታዊ ሲቪላዊ ውጥን ምልክት ዕዮ እተቐበለ። ሕግን ክስን ሓደ ጎድናዊ መመልከቲታት ኣብ ቀጥታ ካለንደራዊ ኩነት ኣብ’ቲ ነዚ ኩነት ዝተመዘዘ ክፍሊ ይስማዕ እዩ ሕግን ክስን ሓደ ጎድናዊ መመልከቲታት ኣብ ኩሉ ካልእ ኩነታት እንተላይ ኣብ ዘይሕጋውያን እሱራት ኣብ ክፍሊ 511 ይስማዕ እዩ

ክስታት

ኣብ ኩሉ ጉዳያት፡ ናብ ቤት ፍርዲ ክሲ ንምቕራብ፡ ሓደ በዓል ጉዳይ ግድን ከቕርብ ይግባእ፡

  • ናይ ፍርዲ ዕለት ምስቲ ዝምልከቶ ክፍሊ ሓዝ።
  • ክሲ ኣቕርብ ምስቲ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ ከምኡ'ውን 
  • ነቶም ኣንጻር ሰብ ጉዳይ መጸዋዕታ ሃቦም።  

ሓደ በዓል ጉዳይ ግድን ከምቲ ሕጊ ዝጠልቦ ንዕለተ ፍርዲ ክምልከት ኣለዎ።  ናይ ካሊፎርንያ ሲቪል ስርዓት ኮድ ክፋላትን 1005 ከምኡ'ውን 1010 ም. ቃ ንመብዛሕትኡ ክስታት ይምልከቱ።  ንተወሳኺ ጠለባት ናይ ዘይሕጋውያን ኣሰርቲን ከምኡ'ውን ካልኦት ሲቪላዊ ጉዳያትን ኣብ ታሕቲ ተመልከት።

ሓደ ጎድናዊ ኣመላኽታት

ኣብ ኩሉ ጉዳይ፣ ናይ ሓደ ጎድናዊ መመልከቲታት ናብ ቤት ፍርዲ ንምቕራብ እቲ በዓል ጉዳይ ግድን ከቅረብ ይግባእ፡

  • ናይ ፍርዲ ዕለት ሓዝ ምስቲ ዝምልከቶ ክፍሊ (ነቶም ምስማዕ ዝጠልቡ ናይ ፍርዲ ዕለታት)
  • ነቲ ክስኻ ኣብቲ ቤት ፍርዲ ኣቕርቦ ከምኡ'ውን
  • ከምቲ ሕጊ ዝጠልቦ ነቲ ናይ ፍርዲ ዕለት ተመልከት።

ሕግታት ቤት ፍርዲ ካሊፎርንያ ቁጽሪ 3.1200 ም. ቃ ንሓደ ገድናዊ መመልከቲታት ይምልከት። ንተወሳኺ ጠለባት ናይ ዘይሕጋውያን ኣሰርቲን ከምኡ'ውን ካልኦት ሲቪላዊ ጉዳያትን ኣብ ታሕቲ ተመልከት።

ብኸመይ ናይ ፍርዲ ዕለት ትሕዝ

ክፍልታት ሲቪላዊ ቀጥታ ካለንደር

ንሓበሬታ ብዛዕባ ቀጥታ ካለንደራዊ ክፍልታት ናይ ፍርዲ ዕለታትን መደባትን ንሕግን ክስን ሓደ ጎድናዊ መመልኸቲታት ኣብዚ ክትምልከት ትኽእል eCourt Public Portal ። ብተወሳኺ ናብቲ ክፍሊ ክትድውል ወይ ኢመይል ክትጽሕፍ ትኽእል።  

ብሕጊ ከም ዝወጽእ ምግባር (ዘይሕጋውያን እሱራት) ብተወሳኺ ሲቪላዊ ጉዳያትን

ብሕጊ ከም ዝወጽእ ምግባር (ዘይሕጋውያን ኣሰርቲ) ከምኡ'ውን ምስ ቀጥታዊ ካለንደራዊ ክፍሊ ዘይተመደቡ ጉዳያት ብክፍሊ 511 ይመሓደሩ። 

  1. እቶ ናብ eCourt Public Portal
  2. ምረጽ "Court Reservation"
  3. “ቆጸራ ሓዝ” ዝብል ምረጽ
  4. ካለንደራዊ ተጠቃሚ ስምምዕ ኣንብብን “ኣነ ይሰማማዕ እየ” ዝብል ምረጽን
  5. ቁጽሪ ጉዳይካ ኣእቱ ከምኡ'ውን ምረጽ “ብወግዒ ኣእቱ”
  6. ነቲ ተጠሊቡ ዘሎ ዛዕባታት ምልኣዮ
  7. “ቀጽል” ምረጽ
  8. ዕለት/ግዜ ካብ ካለንደር ምረጽ
  9. ሓበሬታ ኮንትራት ኣእቱ
  10. ሓበሬታ ካርድ ኣእቱ
  11. “ቆጸራ ኣእቱ” ምረጽ

ናይ ቆጸራ ቁጽርን ሓበሬታን ክወሃበካ እዩ፥ ብተወሳኺ መረጋገጺ ኢመይል ክስደደልካ እዩ።

ክፍሊ 511 ውጥን ሕግን ክስን፡ ሰኑይን ሰሉስን ሰዓት 9:30 ቅ. ቀ፣ ረቡዕ ሰዓት 1:30 ድ. ቀ

ስምዕታ ኣብ ክሲ ውጥን ክፍሊ 511: ምናልባት ኣብ ክፍልታት 507: 511:512:514 ወይ 519 ክተሓዝ ይኽእል እዩ። እዚኣቶም ኩሎም ኣብ ‘ዚ ዝስዕብ ቦታዝርከቡ’ዮም። “Hayward Hall of Justice, 24405 Amador Street, Hayward”

ክፍሊ 511 ውጥን ሓደ ጎድናዊ ቆጸራ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ ሰዓት 9: 15 ቅ. ቀ

ፍሉይ መዘኻኸሪ ንጉድያት ዘይሕጋውያን ኣሰርቲ

  • ሓጺር ግዜታት ትዕዝብቲ ክግበር ይከኣል እዩ። ናይ ካሊፎርንያ ሲቪል ስርዓት ኮድ ክፋላትን 1167.5: 1170.7: 1170.8 ከምኡ'ውን ካልኦት ሕግታት ዝሓጸረ ናይ ትዕዝብቲ ግዜታት ንገለ ክስታት ኣብ ጉዳያት ዘይሕጋዊ ኣሰርቲ ይሰርዑ።

  • ካብ ብሕጊ ከምትወጽኡ ምግባር ንኽትድሕኑ መመልከቲታ ኣብ ዝኾነ ቦታ ሲቪላዊ ጸሓፊ ዑቕባ ፋይል ዘለዎ ቤት ፍርዲ ፋይልኩም ክዕቀብ ይኽእል እዩ።

- René C. Davidson Courthouse (Oakland) ከምኡ'ውን

- Hayward Hall of Justice (Hayward)።

 እቲ ቤት ፍርዲ ብዘይ ስምዕታ ብዛዕባ እዚ መመልከቲታት ይውስን።

ግዜያዊ ውሳኔታት

ኣብ መብዛሕትኡ እዋን ግዜያዊ ውሳኔታት ክልተ መዓልታት ቅድሚ ዝበዘሐ ጉዳያት ሕግን ክስን ይወሃቡ። እቲ ቤት ፍርዲ ናይ ግዜያዊ ውሳኔታቱ ትእዛዝ ናይ እቲ ቤት ፍርዲ ክኸውን እዩ፣ እዚ ግን እቲ ቤት ፍርዲ ነቶም ሰብ ጉዳይ ክቐርቡ እንተዘይመሪሕዎም ወይ እቶም ሰብ ጉዳይ ተርእዮታት ናይ ምምጻእ ወይ ምቁዋም ናይ እቲ ክሲ እንተዘይኣርእዮም ኣብዚ ጠውቕ ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ግዜያዊ ውሳኔታት

Tentative Rulings

  • Tentative Rulings

    Find information on Tentative Rulings, Motions, Ex Parte Applications, and how to reserve a hearing date.

Other Important Information

In every case, to present a motion to the court, a party must:

  • reserve a hearing date with the applicable department,
  • file the motion with the court, and 
  • serve the other parties.  

A party must give notice of the hearing as required by law.  California Code of Civil Procedure Sections 1005 and 1010 et seq. apply to most motions.  See below for additional requirements for unlawful detainers and other civil cases.

In every case, to present an ex parte application to the court, a party must:

  1. reserve a hearing date with the applicable department (for applications that require a hearing.)  Ex parte reservations shall be obtained from the courtroom. They cannot be obtained via the portal.
  2. file the motion with the court, and
  3. give notice of the hearing date as required by law.

California Rules of Court 3.1200 et seq. apply to ex parte applications. See below for additional requirements for unlawful detainers and other civil cases.

Civil Direct Calendar Departments

For information about a direct calendar department’s hearing dates and schedules for law and motion and ex parte applications, go to the eCourt Public Portal . You may also call or email the department.  

Evictions (Unlawful Detainers) and Other Civil Cases

Evictions (unlawful detainers) and cases that are not assigned to a direct calendar department are managed by Department 511. 

  1. Log into eCourt Public Portal
  2. Select "Court Reservations"
  3. Select "Make a Reservation"
  4. Read Calendar User Agreement and select "I Agree"
  5. Enter your Case Number and select "Submit"
  6. Complete the Required Fields
  7. Select "Continue"
  8. Select a Date/Time from the Calendar
  9. Enter Contract Information
  10. Enter Card Information
  11. Select "Submit Reservation"

A reservation number and information will be provided, and a confirmation email is sent.

Dept. 511 Law & Motion Schedule:  Monday and Tuesday at 9:30 a.m. and Wednesdays at 1:30 p.m.

Dept. 511 Ex Parte Schedule: Monday and Tuesday at 9:15 a.m. and Wednesday at 1:30 p.m.

  • Shorter Notice Periods May Apply. California Code of Civil Procedure Sections 1167.5, 1170.7, 1170.8, and other statutes set shorter notice periods for some motions in unlawful detainer cases.

  • Applications to Stay Evictions can be filed at any court location that accepts civil filings:

  • René C. Davidson Courthouse (Oakland), and
  • Hayward Hall of Justice (Hayward).

 The court decides these applications without a hearing.

Was this helpful?

This question is for testing whether or not you are a human visitor and to prevent automated spam submissions.